nafo
Bildetema
Lexin-Ordbøker på nett
Flerspråkige Verb
Flerspråklige fortellinger
Matematikk begreper
Veiledning till foreldre
Skolekassa
Tospråklige undervisningsopplegg
Lumbrikus
NAFOs filmer

samfunTema: Forklaring av noen Samfunnsfag begreper.

Mål: Elevene skal ha bedre forståelse av begreper i samfunnsfag.

Beskrivelse: Opplegget består av en tekst som forklarer noen samfunnsfag begreper, samt med bilder. Opplegget passer særlig elevene som går i 10 trinn.

ፍረ ሓሳብ፡ መግለጺ ቃላት ስነ ሕብረተሰብ

ሸቶ፡ ተምሃሮ ብዛዕባ እቶም ኣብ ትምህርቲ ሕብረተሰብ ዚርከቡ ገለ ቃላት ዝያዳ ርድኢት ይህልዎም።

መግለጺ፡እዚመረድኢእዚ፡ተምሃሮብዛዕባእቶምኣብትምህርቲሕብረተሰብዚርከቡገለቃላትርድኢቶምዘስፍሕመግለጺንስእልታትንዚሓዘእዩ።እቶምኣብ10ክፍሊዝምሃሩተምሃሮድማዝያዳክጥቐሙሉይኽእሉእዮም


http://morsmal.no/mmp_upgrade/components/com_jce/editor/tiny_mce/plugins/article/img/readmore.png); background-color: rgb(204, 204, 204); background-position: 50% 50%; background-repeat: no-repeat;">

 til_lÃreren-_samf-_begreper- norsk.docx

samfunnsfag begreper-tigrinja.docx

Bildet ble hentet fra: Molde vgs.

800px-Bromothymol blue colors1Tema:Naturfagbegreper om syre og base.

Mål:Eleven skal kunne de ulike naturfagbegrepene som de møter i undervisningen.

Beskrivelse:Opplegget består av en hefte som inneholder naturfagbegreper som vi bruker i undervisningen syre og base. Opplegget er tospråklig og passer best i 8. trinn.

ስነሓሳብ፡ኣምራትስነፍልጠት

ሸቶ፡ተምሃሮኣብኣስተምህሮስነፍልጠትንዝረኽቡዎምኣምራትኣፍልጦይህልዎም

መግለጺ፡እዚመረድኢጸሑፍእዚ፡ኣብኣስተምህሮኣሲድንበይዝንንጥቀመሎምኣምራትስነፍልጠት ዝሓዘ ጥራዝ ኣለዎ።ድርብልሳናዊንንሻምናይክፍሊንዝምጥንንእዩ።

Continue reading

ሌክሲን እንታይ እዩ?

lexin logoሌክሲን፡ ብፍላይ ንውሑዳን ቋንቋታት ዝተዳለወ፡ ቋንቋ ኖርወይን ካልኦት ተፈላለዩ ቋንቋታን ዚሓዘ ኣብ ኢንተርኔት ዝርከብ መዝገብ ቃላት እዩ። እቲ ገጽ ኣብ ምዕባለ ዝርከብን፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሞንጎ 7500ን  10000ን ቃላትን መባእታዊ ስምን ሒዙ ኣሎ። ንሌክሲን ተምሃሮ፣ መማህራንን ካልኦት ተገደስቲን ክጥቀሙሉ ይኽእሉ እዮም።

ኣብ ሌክሲን፡ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሓበሬታ ናይቶም ዝትርጎሙ ቃላት  ይርከብ፥

• ነቲ ቃል ብኸመይ ብተፈላለየ መገዲ ከምንላዋውጦ።

• እቲ ቃል ብኸመይ ከምዝድመጽን ከምዝጸሓፍን።

• ትርጉም ናይቲ ቃል።

• ኣብነታት ቀንዲን ተዛማዲን ትርጉም ናይቲ ቃል።

• ብተፈላልዩ ቋንቋታት ዝተዳለዉ ኣብ ፍረሓሳብ ዝተሞርኮሱ ገጻት ስእሊ ምስ ትርጉሞም።

• ሰዋስዋዊ ሓሳብን መምርሒታትን።

ኣብቲ ስእሊ ብምጥዋቕ ናብ ገጽ ሌክሲን እቶ

globus sprk1ኣብ ኣስተምህሮ ዝኾነ ቋንቋ ቃላት ኣገደስቲ እዮም። ብሜላ ዝግበር ኣመዓባብላ ቃላት፡ እቲ ተምሃራይ ንትሕዝቶ ጽሑፋት ትምህርትን ካልኦት ጽሑፋትን ርድኢት ክህልዎ ዓቢ መገዲ ይጸርገሉ። ኣብ ፍሉይ ኣስተምህሮ ቋንቋ ኖርወይ ይኹን ኣብ ድርብልሳናዊ ኣስተምህሮ፡ ንሌክሲን ብተፈላለየ መገዲ ክንጥቀመሉ ንኽእል ኢና።

ንሌክሲን ብምጥቃም እቲ ተምሃራይ

• ኣብ ቋንቋ ኖርወይ ይኹን ቋንቋ ኣዲኡ፡ ንቃላት ምስ ስእላት ወይ ንስእልታት ምስ ቃላት ብምትሕሓዝ፡ ንቃላት ብቐሊሉ ክምሃር ይኽእል።

• ንቃላት ብኸመይ ብተፈላለየ ኣገባብ ከምዝጥቀመሎም ይምሃር።

• ኣብ ቋንቋ ኣዲኡን ካልኣይ ቋንቁኡን ዘለዎ ብዝሒ ቃላት የማዕብለሉን የስፍሓሉን።

• ዕቤት ዘርኢ ናይ ስነጽሑፍን ቃልን ጽሑፋት የዳሉ።

• ኣብ ኢንተርኔት ንዘለዉ ሓበሬታታት ብኸመይ ከምዝረኽቦም፣ ከምዝጥቀመሎምን ከምዝግምግሞምን ብምምሃር፡ ዲጂታላዊ ብቕዓት የማዕብል።

ንሌክሲን ብምጥቃም እቲ መምህር

• ነቶም ተምሃሮ ቃላት ትምህርትን ነቶም ምስቶም ቃላት ትምህርቲ ዝጽሓፉ ካልኦት ቃላትን(ተራ ቃላት)የርእዮምን፣ እቶም ቃላት ብኸመይ ከምዝድመጹን ብኸመይ ብተፈላለየ ኣገባባት ከምንጥቀመሎምን የርእዮም።

• ኣብ ኣስተምህሮ ነቶም ተምሃሮ ዘጋጥሙዎም ሓደሽቲ ቃላት ዕሙቕ ዝበለ ምርእኣይ ምግባር።

• ተማሃሮ፡ ምስ ኣብ ቃላት ዝርከቡ ምሳሌታት፣ ዝውቱር ትርጉም ዘለዎም ቃላትን ብሂላትን ከላልዮም ይኽእል።

ንሌክሲን ኣብ ተፈላለዩ ከም ስማርት ቴሌፎናትን ታብሌታትን ዝኣመሰሉ ዲጂታላዊ ናውቲ ክንጥቀሞ ንኽእል ኢና።

12425884-it-is-the-start-of-the-school-year-dad-and-mom-take-their-children-to-the-school1

ሰናይእዋንዕረፍቲከም ዘሕለፍኩምተስፋእናገበርና፡ንኹላትኩምተምሃሮሰናይምጅማርትምህርቲክኾነልኩምንምነ። መርበብቴማሙርሽሞል፡ከምኩሉእዋንንተማሃሮ፡ መማህራንንወለዲንዚሕግዙተፈላለዩመረድኢታትንመግለጺታትንብምድላውንጥፈታቱክቕጽልእዩ። ንኹሉነዳልወልኩምጽሑፋትክትጥቀሙሉድማተስፋንገብር።ሰናይምጅማርዓመተትምህርቲ!

nafo logo Innholdsansvarlig: Lene Østli , E-post: Denne e-postadressen er beskyttet mot programmer som samler e-postadresser. Du må aktivere javaskript for å kunne se den.   - www.morsmal.no