Algebra- likninger // ምዕሪት


Foto: Pixabay
Her finner du en teks på tigrinja om likninger med en og to ukjente.

 

ሸቶ፡ ተመሃሮ ብኸመይ ሓደን ክልተን ዘይተፈለጡ ቁጽርታት ዘለዎም ናይ ምዕሪት ሕቶታት ይምልሱ።

መግለጺ፡  እተጻሕፉ ሓሳባትን መግለጺታትን፣ ገለ መወከሲታት ካብ ኢንተርነት።

 

 ኣብዚ ተመሃሮ ብኸመይ ምዕሪት ኣብ ኣልጀብራ ክሰርሑ ከምዝኽእሉ ዚገለጽ ጽሑፍ ኣሎ። ተመሃሮ ብኸመይ ኣገባብ ን ሕቶታት ናይ ምርዒት ከምዚሰርሑ ብኣብነታት ተሰኒዩ ተገሊጹ ኣሎ። ብተወሳኺ እውን መለማመዲ ዝኸውን ገለ ናይ ኢንተርኔት መወከሲታት ኣብዚ ይርከብ። 

ብዛዕባ ምዕሪት ዝያዳ ከተንብብ:ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጠውቕ

 

pdfTekst om likninger på tigrinja (pdf)

 

På dette Nettsted om tall og algebra kan du lese mer.

NAFO har utviklet filmer om algebra på tigrinja