nafo
Tigrinja - ትግርኛ
Bildetema
Lexin-Ordbøker på nett
Flerspråkige Verb
Flerspråklige fortellinger
Matematikk begreper
Tospråklige undervisningsopplegg
Tospråklig materiell
Veiledning till foreldre

ሉምብሪኩስ! ሓዲሽ መምሃሪ ጸጋ ኣብ ቴማ ሙሽሞል

Lumbrikus artikkelbildeLumbrikus er en ny digital læringsressurs i norsk og naturfag med flerspråklig innhold. På samtlige språksider finner du nå en ny ressursknapp med lenke den nye læringsressusren lumbrikus.no. Ressursen er tilgjengelig på språkene norsk, arabisk, somali og tigrinja.

ሉምብሪኩስ፡ ኣብ ኣስተምህሮ ኖርወጂኛን ስነ-ፍልጠትን ክጠቅም ዝኽእል፡ ብዙሕ ቋንቋዊ ናይ ኣስተምህሮ ጸጋ እዩ። ኣብዚ ዘለኻዮ መርበብ ሓበሬታ እዚ፡ ብላዕሊ፡ ናብ ገጽ lumbrikus.no ዝመርሓካ ሊንክ ተዳልዩልካ ኣሎ። እዚ መምሃሪ ጸጋ እዚ ብቋንቋ ኖርወጂኛ፣ ዓረብ፣ ሶማልን ትግርኛን ይርከብ።


እዚ መምሃሪ እዚ ንኹላቶም ተምሃሮ ክሕግዝ ዝኽእልን፡ ንደረጃ ናይቶም ንቋንቋ ኖርወጂኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ ዝመሃሩ ዘለዉ ተምሃሮ ብዝምጥን መገዲ ክትጥቀመሉ ትኽእልን እዩ። እቲ መምሃሪ፡ ኣብ ሓደ ልብ ወለድ ዛንታ ዝተመስረተ ናይ ስነ-ፍልጠት ትሕዝቶ ኣለዎ። ብጀካ እዚ፡ ስእሊ፣ መርኣያ ምስሊ፣ ክዊዝ፣ ፊልም፣ ሓጺር ናይ ጭብጢ ጽሑፍን ንመምህር ዝኸውን መምርሒን ዚሓዘ እዩ። ነዚ ብተፈላለየ ቋንቋ ዝተዳለወ መምሃሪ ብድምጺ እውን ክትሰምዖ ይከኣል እዩ። ንኣብነት ነቲ ጽሑፍ ብትግርኛ እናንበብካ፡ ነቲ ኣውዲዮ ብኖርወጂኛ ክትሰምዖ ትኽእል። እቲ ዛንታ ብሓጺርን ብንውሕ ዝበለ መገድን እዩ ተዳልዩ። እዚ ከኣ፡ እቲ ዘነብቦ ተምሃራይ፡ ምስ ደረጅኡ ብዝሰማማዕ መገዲ ክጥቀመሉ የኽእሎ።
ብዛዕባ እዚ ዝያዳ ክተንብብ፡ ኣብዚ ጠውቕ።

nafo logo Innholdsansvarlig: Lene Østli , E-post: Denne e-postadressen er beskyttet mot programmer som samler e-postadresser. Du må aktivere javaskript for å kunne se den.   - www.morsmal.no