ባባ ናታለ(ሳንታ ክላውስ)
Tema: Julenissen
Mål: Eleven skal kunne om hvem julenissen er
Beskrivelse: Opplegget består av en liten tekst om julenissen og et fargeleggingsark. Opplegget passer for 1.- 3. trinn.
ፍረ-ሓሳብ: ባባ ናታለ (ሳንታ ክላውስ)
ሸቶ: ተምሃሮ ብዛዕባ ባባ ናታለ መን ከምዝኾነ ይፈልጡ
መግለጺ: እዚ መምሃሪ እዚ ብዛዕባ ባባ ናታለ ዝገልጽ ንእሽተይ ጽሑፍን ሕብሪ ዝልከ ስእልን ዚሓዘ እዩ። ንካብ 1ይ - 3ይ ክፍሊ ንዝምሃሩ ተምሃሮ ይኸውን።
እዚ መምሃሪ እዚ ኣብ መደብ ኣስተምህሮ ኖርወይ ዝተመስረተ እዩ።