ናፉ (NAFO) በቲ ምስ ዳይሬክቶሬት ትምህርቲ ዝተሓጋገዝ ፍለክሲብል ኦፕላሪንግ ዝተባህለ ፕሮጀክቱ ኣቢሉ፡ ብዙሕ ንኣስተምህሮ ስነ-ቁጽሪ ዝኸውን ቪድዮታት ኣዳልዩ ኣሎ። እቲ ተዳልዩ ዘሎ ቪድዮታት፡ ንኢንቲጀርስ፣ ደሲማል ቁጽሪ፣ ጉዚይ፣ ኣልጀብራ፣ ፋንክሽን፣ ምዕሪት፣ ሚኢታዊት፣ ጂኦሜትሪን ስታቲስቲክስን ዝተባህላ ቀንዲ ኣርእስታት ዝሓቆፈ እዩ።
Videoene tar for seg temaene heltall, desimaltall, brøk, algebra, funksjoner, likninger, prosent, geometri og statistikk. Videoene er tigjengelig på tigrinja.